ኬሌጅ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ነጋ ገብረዝጋብሄር ዕደጋ ዓርቢ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሎት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ሎት ክልተ ናይ ኤሌክትሪክ ማይን ህንፃን መሳርሒ ካልኦት ተዘመድቲ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተከፈለ ናይ 2017 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደሰ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር

3 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

4 ቫት ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ዓም ዲክለር ዝገበረሉ ዘቅርብ

5 ጨረታ መከበሪ ንሎት ሐደ 5000 ቅርሺ ንሎት ክልተ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ንኩሎም ዓይነት ሰነዳት 200 ቅርሺ ብምክፋል ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳራን ቢሮ ቁፅሪ 9 ካብ ዕለት 17/4/2017 ዓም ክሳብ 1/5/2017 ዓም ምዉሳድ ይከኣል

7 እቲ ጨረታ ዕለት 1/5/2017 ዓም ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫራቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ሰዓራይ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ  ክኣስር አለዎ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያን ፅሬትን ሰብ ሞያ በምርግጋፅ ኮሌጅና መክዜን ንብረት ጠቅሊሉ ምስረከብ ክፍሊት ይፍፀመሉ

9 ጨረታ ናይ ዝሰዓረ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ይግባእ

10 ተጫረቲ ኣብ ናይ ተጫረቲ ማህተምን ፊርማን ከዕርፉ አለዎም

11 ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ዝኮነ ይኩን ተጫራቲ ካብቲ ጨረታ ዓርሱ ከግልል ኣይክእሉን

12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ 20 መዓልቲ

13 ጨረታ ምስተከፈተ ከምኣድላይነቱ ናይቲ ንብረት መጠን ክሳብ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ከቅንስ ይክእለ እዩ

14 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነተ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0923456386 0933384836

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s