ኣብ ጊዘያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቢሮና ማለት እዉን ንግልጋሎት ማይ ኣፅቢ እትዉዕል ሓንቲ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 7, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 7, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ዕድጊት ሞተርሳይክል
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመን 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ :  ዝተሐደሰ መቅረባይነትን  ሰርተፊከት: መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበርን : ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ወረቅት ምስክር : ክሳብ ናይ 2017 ዓም ወርሒ ጥቅምቲ  እሴት ታክስ ዲክለረሸን ዘቅርብ

2 ዝተዳለወ ዝርዝር መረዳእታ ማለት እዉን እስፔስፊኬሽን ካብ መደባኛ ጉጅለ ዕደጋ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 15/4/2017 ዓም ክሳብ 7/5/2017 ዓም ኣብ ዘሉ ግዚ ንነብሰወከፍ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሰድ ይከኣል

3 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 7/5/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት

5 ሰዓራይ ትካል ኦርደር ምስወሰደ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ንብረት 10 ሚእታዊ ስፒኦ ብምትሓዝ ብናይ ባዕሉን መፅዓንን መራገፍን ናብ ቢሮና ንብረት ክፍሊ አታዊ ክገብር ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ፊርማን ክብ ማህተምን ክዓርፈሉ አለዎ

7 ዝቀረበ መረዳእታ ዝሃሰሰ ወይ ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን

8 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ነኒበይኑ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ አለዎም

9 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ናይ ጨረታ መክፈትን መዕፀዉን በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

11 ኣደራሻ ቢሮ ማይን ኢነርጅን መደበኛ ጉጅለ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 13

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914032454  ወይ 0914727578  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8591)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s