ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ርፋይናንስን ወረዳ ሱቡሓ ሳዕሲዕ ንቤት ዕዮ ዘፈር ተጠቃምነት ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ዘል ዝተመደበልና በጀት ናይ ደቂ ኣንስትዮ መናፀሂ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕርፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 13, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: ሱቡሓ ሳዕሲዕ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ታሕሳስ 13, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቁፅሪ ዕ/ን/ም/ፋ/ወ/ስ/ሳ/162/17

ዕለት 09/04/2017

ፕሮፎርማ/Shopping/PGE

ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ርፋይናንስን ወረዳ ሱቡሓ ሳዕሲዕ ንቤት ዕዮ ዘፈር ተጠቃምነት ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ዘል ዝተመደበልና በጀት ናይ ደቂ ኣንስትዮ መናፀሂ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕርፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

1. ናይዚ ዓመት 2017 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይነትመፍለይ ቁፅሪTin/፤ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድዝተሓደሰ ፤ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዲክለር ዝገበረ : ከተቅርቡ እትክእሉ።

2. መክበሪ CPO ብሽም ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስንወ/ሰ/ሳዕሲዕ ብር 3000 ከትሕዝ ዝክእል

3. እቲ ዝቀረበ ንብረት ፅሬቱ ተፈትሹ ተቀባልነት እንተዘይ ረኪቡ እቲ ንብረት ተመላሽ ይኹን ካብ ዝተብሃለሉ ማዓልቲ ዝቑፀርኣብ ውሽጢ 4 ማዓልቲ በቲ ዝድለ መዐቀኒ ተቀይሩ ኣታዊ ክከውን

ይግባእ

4. ንሓደ ዓይነት ንብረት ክልተ ተወዳደርቲማዕረ ዋጋ እንተመሊኦምዎ ብመምርሒ መሰረት ሰዓራይ ይፍለ።

5. እዚ ምልክታፕርፎርማ ካብ ሎሚ ዕለት 09/04/2017 ክሳብ ዕለት 11/04/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 12/04/2017 ዓ/ም ሳዓት 4፡00 ተዓሸጉ በቲ ዕለት ሳዓት 4፡30 ኣብ ተመሳሰሊ ሰዓት ይክፈት

6. ኩሎም ንብረታት ኦርጅናል ምካኖም ምስ ተረጋገፁ ኣታዊ ይኮኑ

7.ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተፈለጠ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል ምካኑ

8. ቤት ፅሕፈትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰ ዝተሓለወ እዩ።

9. ኣብ ሞንጎ ንዝፍጠር ክርክር ተማሓይሹ ብዝወፀ ስርዓት ዕደጋን ምም/ርንብረትን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 መሰረት ይፍፀም።

10. እዚ ዕደጋ ብናይ ኤንጅኦ ስርዓት ዕደጋ ዝፍፀም ይኸውን ።

11. ንብረት ባዕሉ ኣጓዓዒዙ ከቕርብ ዝኸእልን ንብረት ፅሬቱ ዘረጋግፅ

12. በዝሒ ወይ መጠን ክንውስኸ ወይ ክንቅንስ እንኸእል 20% እዩ ።

ተ.ቁዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠ ዋጋ
1ብታንቲ203
2መሞዴስኦርጅናልፓክድ ዕሹግ1000
3ሳሙና ላይፍ ቦይኦርጅናልቁፅሪ1000

ሞባይል ቁፅሪ 0962322284/0914127150/

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8591)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s