ቁፅሪ ዕ/ን/ም/ፋ/ወ/ስ/ሳ/162/17
ዕለት 09/04/2017
ፕሮፎርማ/Shopping/PGE
ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ርፋይናንስን ወረዳ ሱቡሓ ሳዕሲዕ ንቤት ዕዮ ዘፈር ተጠቃምነት ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ዘል ዝተመደበልና በጀት ናይ ደቂ ኣንስትዮ መናፀሂ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕርፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
1. ናይዚ ዓመት 2017 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይነትመፍለይ ቁፅሪTin/፤ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድዝተሓደሰ ፤ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዲክለር ዝገበረ : ከተቅርቡ እትክእሉ።
2. መክበሪ CPO ብሽም ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስንወ/ሰ/ሳዕሲዕ ብር 3000 ከትሕዝ ዝክእል
3. እቲ ዝቀረበ ንብረት ፅሬቱ ተፈትሹ ተቀባልነት እንተዘይ ረኪቡ እቲ ንብረት ተመላሽ ይኹን ካብ ዝተብሃለሉ ማዓልቲ ዝቑፀርኣብ ውሽጢ 4 ማዓልቲ በቲ ዝድለ መዐቀኒ ተቀይሩ ኣታዊ ክከውን
ይግባእ
4. ንሓደ ዓይነት ንብረት ክልተ ተወዳደርቲማዕረ ዋጋ እንተመሊኦምዎ ብመምርሒ መሰረት ሰዓራይ ይፍለ።
5. እዚ ምልክታፕርፎርማ ካብ ሎሚ ዕለት 09/04/2017 ክሳብ ዕለት 11/04/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 12/04/2017 ዓ/ም ሳዓት 4፡00 ተዓሸጉ በቲ ዕለት ሳዓት 4፡30 ኣብ ተመሳሰሊ ሰዓት ይክፈት
6. ኩሎም ንብረታት ኦርጅናል ምካኖም ምስ ተረጋገፁ ኣታዊ ይኮኑ
7.ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተፈለጠ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል ምካኑ
8. ቤት ፅሕፈትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰ ዝተሓለወ እዩ።
9. ኣብ ሞንጎ ንዝፍጠር ክርክር ተማሓይሹ ብዝወፀ ስርዓት ዕደጋን ምም/ርንብረትን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 መሰረት ይፍፀም።
10. እዚ ዕደጋ ብናይ ኤንጅኦ ስርዓት ዕደጋ ዝፍፀም ይኸውን ።
11. ንብረት ባዕሉ ኣጓዓዒዙ ከቕርብ ዝኸእልን ንብረት ፅሬቱ ዘረጋግፅ
12. በዝሒ ወይ መጠን ክንውስኸ ወይ ክንቅንስ እንኸእል 20% እዩ ።
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ብታንቲ | 203 | ||||
2 | መሞዴስ | ኦርጅናል | ፓክድ ዕሹግ | 1000 | ||
3 | ሳሙና ላይፍ ቦይ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 1000 |
ሞባይል ቁፅሪ 0962322284/0914127150/
መመለስ