ቤት መዘጋጃ ከተማ ፍረወይኒ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ፅሕፈት : ንብረት ማንፊክቸሪንግ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2017ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 መዓደጊ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ከትሕዙ ዝክእሉ ሰነድ ዝሽየጠ ምልክታካብ ዝወፀሉ ዕለት 1/4/2017 ዓም ክሳብ 15/4/2017 ዓም ንብረት ንተከታተልቲ 15 መዓልቲ ይከዉን

3 ሰነድ ጨረታ መከረከቢ ግዜ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ኣብ 15 ተከታታሊ መዓልቲታት ኮይኑ ዝዕፀወሉ ድማ 15/4/2017 ዓም ሰዓት 5:00 እዩ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት እዚ ጨረታ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 15 መዓልቲታት 15/4/2017 ሰዓት 5:30 ይከዉን

4 ጨረታ መከበሪ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ቅድም ጨረታ ምከፋቱ 10000 ቅርሺ ምስ ሰነድ ጨረታ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእሉ

5 ምስቲ ሰነድ ጨረታ ሕጋዊ ዝኮነ ማህተም ኣብ ነብሰ ወከፈ ገፅ እቲ ጨረታ ክግበር አለዎ

6 ሰዓራይ ምስተፈለየ ናይ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ብደብዳቤ ካብ ዝፈለጠሉ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣታዊ እንተዘይገይሩ ዘትሓዞ ዉዕሊ መከበሪ ተተሒዙ ብሕጊ ይሐተት

8 ኣብዚ ጨረታ ዝኮነ ይኩን ተጨራታይ ነቲ ጨረታ ኮነ ኢሉ ከዛብዕ ዝፈተነ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ብመምርሒ ዕደጋ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይቁፅሪ 255/2007 ብዝሕዝዞ መሰረት አበ ሕጊ ቀሪቡ ተሐታታይ ይከዉን

9 ቤተ መዘጋጃና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914212818 0344470283

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s