መቕረቢ ፕሮፎርማ
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ፋይናንስ ወረዳ ጋ/ኣፈሹም ን ቤትፅሕፈት ዘ/ቁ/ል/ገልምዓት ዝውዕል ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔትን ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ/መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት በዚ ዘርፍ ንግዲ ፍቃድን ካልኦት መስፈርቲ እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
ተ.ቁ | ዓይነት ዝግዛእ ንብረት (Description | ስቪስፍኬሽን መሰረት (Specification) | መዐቀኒ (unit) | ቦታ | በዝሒ (Quantity) | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር(Birr) | ሳንቲም | |||||||
1 | ባዴላ | ያቶ ፀሊም | ቁፅሪ | ናብ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ | 3500 | |||
2 | መባሮ | በዓል 1.5ኪ/ግራም ፀሊም | ቁፅሪ | ናብ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ | 4047 | |||
3 | ሞዶሻ | በዓል 6ኪ/ግራም ናይ ቱርኪቁፅሪ | ናብ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ | 100 | ||||
4 | መላኪኖ | በዓል 5ኪ/ማ ግራም ናይ ቱርኪ | ቁፅሪ | ናብ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ | 100 | |||
5 | ሞራሌ | በዓል 4 ርM *5Cm ናይ ኣወስትራልያ | ቁፅሪ | ናብ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ | 70 | |||
6 | ቀጢን ገመድ | ማዓል 5ዐርጠ ሜትር | ቁፅሪ | ናብ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ | 66 |
1. ናይ 2016/2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድን ሓዱሽ ናይ መቕረባይነት መለለይ ካርድን ዘለኩም
2. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ካርድ /ቲን/ ዘለኩም፣
3. ተመዝጋቢ ሻት ረጅስተር ዝኮነ
4. ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዲከለር ዝገበረ
5. መክበሪ ወዕሊ 10.000 (ዓሰርተ ሽሕ)ብር ብጥረ ወይ cop ከትሕዝ ዝክእል
6. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 27/3/2017 ክሳብ 3/4/2017/ ዝክፈተሉ ዕለት 4/4/2017 ዓ/ም ስዓት 4.00
7. ንዝተሸነፈ ንብረት ኣብ ውሽጢ 10-መዓልቲ ዘቅርብ
8. መፅዓንን መራገፍን ካብ ባዕልኩም
9. እዚ ፕሮፎርማ ካም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል
10. እቲ ዝተሸነፈ ንብረት ናብ ዝተጠቀሰ ቦታ ከብፅሕ ዝክእል
11. እቲ ንብረት ብባዓል ሞያ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይከውን
Backs