ዕለት 25/03/2017
ቅፅሪ ፕሮፎርማ 03
ናይ 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ፕሮፎርማ መቅረቢ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 25/03/2017 ዓ.ም. ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 27/03/2017 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ክሳብ ስዓት 5.00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ መሊእኩም ክተቅርቡ ንሕብር::
2. ተወዳዳሪ እቲ ዘሸነፉዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 05 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝክእል
3. እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ስዓራይ ትካልን በዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፍኬት /Tin/ናይ መቅረባይን ሰርትፍኬት ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ንሕብር
5. ስዓራይ ትካል እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የቅርብ
6. እዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ሪ | ዝድለ ዓይነት ንብረት/Material/ | ዝርዝር መግለፂ/Model/ | ምዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||
1 | ናይ ሞተር ሳይክል ባትሪ | 12-V; 9A | ብቁፅሪ | 03 | |||
2 | ናይ ሞተር ሳይክል ናይ ድሕሪት ጎማ ምስ ካላማዳርያኡ | 2.75-17 | ብቁፅሪ | 06 | |||
3 | ናይ ሞተር ሳይክል ናይ ቅድሚት ጎማ ምስ ካላማዳርያአየ | 2.50-17 | ብቁፅሪ | 03 | |||
4 | ናይ ወንበር ሽፋን | ብሳምፕል | 03 | ||||
5 | ንፋስ መከላከሊ ግላስ(ማይክ) | ብሳምፕል | 03 |
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም-
ፊርማ--
Backs