https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15962
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ዕለት 25/03/2017

ቅፅሪ ፕሮፎርማ 03

ናይ 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ፕሮፎርማ መቅረቢ

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 25/03/2017 ዓ.ም. ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 27/03/2017 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ክሳብ ስዓት 5.00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ መሊእኩም ክተቅርቡ ንሕብር::

2. ተወዳዳሪ እቲ ዘሸነፉዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 05 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝክእል

3. እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ስዓራይ ትካልን በዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፍኬት /Tin/ናይ መቅረባይን ሰርትፍኬት ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ንሕብር

5. ስዓራይ ትካል እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የቅርብ

6. እዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ሪዝድለ ዓይነት ንብረት/Material/ዝርዝር መግለፂ/Model/ምዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳብርሳ
1ናይ ሞተር ሳይክል ባትሪ12-V; 9Aብቁፅሪ03
2ናይ ሞተር ሳይክል ናይ ድሕሪት ጎማ ምስ ካላማዳርያኡ2.75-17ብቁፅሪ06
3ናይ ሞተር ሳይክል ናይ ቅድሚት ጎማ ምስ ካላማዳርያአየ2.50-17ብቁፅሪ03
4ናይ ወንበር ሽፋንብሳምፕል03
5ንፋስ መከላከሊ ግላስ(ማይክ)ብሳምፕል03

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም-

ፊርማ--