ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 18/2017 ዓ/ም
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ኣብ ከባቢ እንዳመድሃኒኣለም (ዓድሓ)ገነት ማዳያ መስመር ማይ ንምትሕሓዝ ዝውዕል መገጣጠሚ (ፊቲንግ) ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21792/ቐ/መ/ ማይ ዕለት 18/3/2017 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር
- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር
-እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::
ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | But Welding Reducer OD160*125 PN16 | Pcs | 2 | |||
2 | Compression Ball Valve OD 90, PN16 | Pcs | 2 | |||
3 | Short Stap (Staf Flanged) with backing ring OD160, PN16 with Complete Accessories Flat gascket, bolt and nut with washer N.B the size of bolt is 16*120 | Pes | 2 | |||
4 | Butt welding Tee OD 160*160*160 PN16 | Pes | 1 | |||
5 | Butt welcling Tee OD 160*90*160 PN16 | Pes | 1 |
N.B
ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር።
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 20/3/2017 ዓ.ም ክሳብ 23/3/2017 ዓ/ም
እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
ኣድራሻ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407335
Backs