ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 14/2017 ዓ/ም
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈትና ጨንፈር ሰሜን ናይ ዓማዊል ዳታ ቤዝ ብልሽት ንምስትኽኻል (ንምዕጋን) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።
- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር
- ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ናይ ኣይሲቲ(ICT)ኮንሰልታንት(ኣማኻሪ) ፍቃድ ዘለዎ
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር
- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::
ተ.ቑ | ዓይነት ፅገና | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | ዓይነት ዝዕገን ሲስተም |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ምምላስ CS Reading ቴብል | SQL Server database | ||||
2 | ምምላስ ዝርዝር ክፍሊታትን ዓማዊል | |||||
3 | ምፍላይ ዝተኸፈሉን ዘይተኸፈሉን ክፍሊታት | |||||
4 | ምምላእ ናይ ነሓሰ ዳታን ፕሮሰሰስ ምግባርን | |||||
5 | ምሕላፍ ሕሉፍ ንባብ ናብ መስከረም | |||||
6 | ምድላው ዳታቤዝ ናብ ንቡር ስራሕ | |||||
ጠ/ድምር |
➢ እቲ ፅገና ሰዓሪ ዝኾን ካብ ተ.ቑ 1-6 ዝተዘርዘሩ ብጠቅላላ ድምር እዩ
➢ ክፍሊት ብዝምልከት እቲ ስራሕ ሙሉእ ብሙሉእ ተሰሪሑ ሲስተም ናብ ንቡር ምምላሱ ብናይ ቤት ፅሕፈትና ሰብ ሞያ ምስተረጋገፀ
➢ ፅሬት ዘይብሉ ስራሕ እንተተሰሪሑ ወይ ካብቲ ኣብላዕሊ ዝተዘርዘረ ዓይነት ፅገና ዘይተሰርሓ ዝተረፈ እንተልዩ እቲ ስራሕ ከምዘይተሰርሓ ተሓሲቡ ተቐባልነት ዘይብሉ ምዃኑ ነፍልጥ
N.B.
እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ እለዎ
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 10/3/2017 ዓ.ም ክሳብ 12/3/2017ዓ/ም
ኣድራሻ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335
Backs