ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈትና ጨንፈር ሰሜን ናይ ዓማዊል ዳታ ቤዝ ብልሽት ንምስትኽኻል (ንምዕጋን) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 10, 2017 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኣይተገለፀን
  • ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
  • Print
  • Pdf

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 14/2017 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈትና ጨንፈር ሰሜን ናይ ዓማዊል ዳታ ቤዝ ብልሽት ንምስትኽኻል (ንምዕጋን) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ናይ ኣይሲቲ(ICT)ኮንሰልታንት(ኣማኻሪ) ፍቃድ ዘለዎ

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::


ተ.ቑዓይነት ፅገናመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋዓይነት ዝዕገን ሲስተም
1ምምላስ CS Reading ቴብልSQL Server database
2ምምላስ ዝርዝር ክፍሊታትን ዓማዊል
3ምፍላይ ዝተኸፈሉን ዘይተኸፈሉን ክፍሊታት
4ምምላእ ናይ ነሓሰ ዳታን ፕሮሰሰስ ምግባርን
5ምሕላፍ ሕሉፍ ንባብ ናብ መስከረም
6ምድላው ዳታቤዝ ናብ ንቡር ስራሕ
ጠ/ድምር

➢ እቲ ፅገና ሰዓሪ ዝኾን ካብ ተ.ቑ 1-6 ዝተዘርዘሩ ብጠቅላላ ድምር እዩ

➢ ክፍሊት ብዝምልከት እቲ ስራሕ ሙሉእ ብሙሉእ ተሰሪሑ ሲስተም ናብ ንቡር ምምላሱ ብናይ ቤት ፅሕፈትና ሰብ ሞያ ምስተረጋገፀ

➢ ፅሬት ዘይብሉ ስራሕ እንተተሰሪሑ ወይ ካብቲ ኣብላዕሊ ዝተዘርዘረ ዓይነት ፅገና ዘይተሰርሓ ዝተረፈ እንተልዩ እቲ ስራሕ ከምዘይተሰርሓ ተሓሲቡ ተቐባልነት ዘይብሉ ምዃኑ ነፍልጥ

N.B.

እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ እለዎ

ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 10/3/2017 ዓ.ም ክሳብ 12/3/2017ዓ/ም

ኣድራሻ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335

መመለስ
የጨረታ ምድብ