ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሃላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኤሌክትሪክ ማተሪያል, UPS Battery, D Watering pump , power cable ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ እዉን ቲኦቲ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

 2 ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ካሽን ንባንኪ ጋርንትን ብሽምዒ አብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከትሕዙ አለዎም

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ብዝተዓሸገ ፖስታ ፋይናንሻል ክልት ቅዳሕ ዋናን ቅዳሕን ቴክኒካል ክልተ ቅዳሕ ዋናን ቅዳሕን ክሳብ 1/4/2017 ዓም ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከተቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ 1/4/2017 ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:15 ናይ ንጎሆ ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

7 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085

Backs
Tender Category