ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ዘፈር ቁጠባ ልምዓትን ወረዳ ዓዴት ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ብናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ዝተሐደሰ ናይ 2016 ን 2017 ዓም ዘለኩምን በቲ ንግድ ፍቃድ ዝተሐደሰ ናይ 2017 ዓም : ወረቅት ምስክር መቅረባይነት ክምእዉን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

2 ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ክትኮኑ ይግባእ

3 ሒሰ ዘፍለጥክምሉ በቢወርሑ ወይ በቢ ሰለስተ ወርሒ ኣታዊ ዝገበርክምሉ ክሳብ 30 መስከረም 2017 ሒሳብ ዘቅረብክምሉ መረዳእታ ክተቅረቡ እትክእሉ

4 ጨረታ ኣብ አየር ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ግዛ ሰነድ ጨረታ ካብ 5/3/2017 ዓም ክሳብ 12/3/2017 ዓም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዘ ሰነድ ጨረታ ተሸይጡ ዝተሸጠ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ተፋላለዩ ተዓሺጉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ዝረከብ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክትገብሩ እትክእሉ እቲ ምልክታ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫራቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክዉን

7 መከበሪ ጨረታ ናይ ጨረታ መሸጢ ሰነድን ኣብ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ጨረታን ዝዝርዝ ረቆሒታት ተቀሚጡ ይርከብ

8 ካልኣተ ኣድለይቲ ዝበሃሉ ሐበሬታትን ብዝበለፀ ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ረቆሒታት ተቀሚጡ ስለ ዘሎ ካብኡ ኣንቢብኩም ምርዳእ ትክእሉ ኢኩም

9 ሰዓርቲ ጨረታ ንኩለም ዕድጊታት ንብረት ብናይ ባዕልኩም መፅዓንን መራገፍን መጎዓዝያ ወፃኢ ሸፊንኩም ናብ ቤት ፅሕፈትና ከተማ ሰመማ ናብ ዝርከብ እቲ ቤት ፅሕፈት አብ ዉሽጢ 15 መዓለቲ ክተቅርቡ እትክእሉ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914376030 /0920862685  

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s