አክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ 2017 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈሳስዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ;ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቁሑት: ናይ ሕትመት; መኪናሰርቪስን;ጎማን ካሳማደርያን ስፔር3ሞዱስ166;ፅሬትን ዘይትን ቅባዕትን ;ናደ ሆቴል ኣቁሕት ስስዝደስየ ንሕጋዊ ነጋዶ ከጫርት ይደሊ ::

ጨረታ ሰነድ ቁፅሪ 1/2017 ዓ/ም

አክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ 2017 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈሳስዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ;ናይ ኤሌትሮኒክስ ኣቁሑት: ናይ ሕትመት; መኪናሰርቪስን;ጎማን ካሳማደርያን ስፔር3ሞዱስ166;ፅሬትን ዘይትን ቅባዕትን ;ናደ ሆቴል ኣቁሕት ስስዝደስየ ንሕጋዊ ነጋዶ ከጫርት ይደሊ ::

ስስዚ ካብ 3/03/2017ዓ/ም ክሳብ 18/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ኣብ ኮሌጅና ዳ/ዳ/ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ኣብ ስራሕ ስዓት ንርከበሱ ቦታ አከሱም ዩንቨርሲቲ ብሎክ 85 ::

- ን ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ን ኤሌትሮኒክስ ኣቑሑትን ;ናይ ሆቴል ኣቁሕት ን መኪና ሰርቪስ ዝተዳስሠ ሰነድ ንሕድ ሕድ ዘይምስስ ብር 50.00

- ንሕትመት:ጎማን ካስማደርያን;ናይ3መኪና ስፔር;ፅሬት;ዘይትን ቅብኣትን ዝተደስ₪ ሰነድ ዘይምስስ ንሕድ ሕድ ብር 30.00 ከፊልኩም ብምውሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኹም ሕድ ሕድ ሰነድ በበይኑ ምስ ዶክሜንቱ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዘዳስናዮ ሳንዱቕ ኸተሕትሡ ትኽእሉ፡፡ :: ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

- ሕጋዊ ንገዲ ፍቓድ ዘስኹምን ዘሐደስኹምን ብክልቲኡ ገፅ ሓደ ኮፒ ተቕርቡ

- መስስይ ቁፅሪ /ፐN/ ዘስኹምን ሓደ ኮፒ ተቕርቡ

-ተወሳኪ እሴት ታክስ/ቫት/ዝተመዝገብኹምን ናይ ወርሒ መስከረም ዲክስር ዝገበርኹምሉ ሓደ ኮፒ ተቕርቡ

- ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘስኹምን ሓደ ኮፒ ተቕርቡ ኩሉ ተቕርብዎ መረዳእታ ብግልፂ ዝንበብ ክኸዉን ኣስዎ

ንፅሕፈት መሳርሒ፣ ንኤሌትሮኒክስ ኣቑሑትን ፣ ቫት ዝተመዝገብኹም ጥራሕ ትወዳደሩ ንመኪና ሰርቪስ;ንሰራሕተኛ ገስጋስት ዝውዕል

ንሕትመትን ;ፅሬት ኣቑሑት ፣ናይ መኪና ጎማን ካሳማደርያ፣ናደ3 ሞዴል166ቶቦታስፔር;ዘይትንቅብኣትን ቫት ዝተመዝገብኹምን ዘይተመዝገብኩምን ክትወዳደሩ ትክእሱ

➢ ንጨረታ መኽበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ፣ ንኤሌትሮኒክስ ኣቑሑትን ንሕድ ሕድ ብስፒኦ ብር 5000.00

➢ ንመኪና ሰርቪስ ንሕድ ሕድ ብስፒኦ ብር 5000.00

➢ ናይ ሆቴል ኣቁሕት መክበሪ ጨረታ ብር 3000.00

➢ ን ንሕትመትን ;ፅሬት ኣቑሑት ፣ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያ፣ ናደ3 ሞዴስ166 ዩታስፐር;ዘይትንቅብኣትንብር 2000.00ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከተትሕዙ ትኽእሱ፡፡

➢ ጨረታ ዝዕሸገሱ ዕስት 18/03/2017 ዓ.ም ሰዓት 4፡30 ንጉሆ

➢ ጨረታ ዝኽፈተሉ ቦታ ኣብ ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሴጅ ዳ/ዳ/ዕደጋ ሩይናንስ ንብረት ምምሕዳርንኣክሱም ዩንቨርስቲ ብሎክ 85

➢ ጨረታ ዝኽፈተሱ ዕስት 18/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡45 ንጉሆ ባዓስ እንተኮይኑ ንፅባሒቱ በቲ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ተጫረቲ ወደ ሕጋዊ ወኪላት ብዘይምቕራቦም ስነ ስርዓት ምክፋት ጨረታ ኣይተዓናቀርን ከይተከፈተ ዝምስስ ሰነድ ጨረታ ሰ

➢ አብዚ ጨረታ ቅሬታ ዘስኩም ሰዓራይ ካብ ዝተገስፀሱ ዕስት ኣብ ዉሽጢ 3 † ናይ ስራሕ መዓልቲ ቅሬታኩም ክተቅርቡ ከምትከዕስ

➢ ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጢ 3 + ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕስ አሲሩ እቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 15 † ናይ ስራሕ ማዓልቲብፅሬትን ብመጠንን ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዚ ፣መፅሀንን መራገፍን ናብ ኮሌጅና የቕርብ፡፡

➢ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት መኽበሪ ዉዕል 10% ብጥረ ገንዘብ ወደ ብ ስፒኦ ዘትሕዝ ካብቲ ንጨረታ ዝፀ ንብረት 20% ክንቅንስ ክንውስክን ከምንክአስ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕስት ን 20 ማዓልቲ ተቐባልነት ኣይህልዎን፡፡

➢ ተጫረቲ ኣብ ናይ ጨረታ ዶክሜንቶም ኦርጅናልን ምስ ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎ ኮስጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸሩስ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓስመ እዩ፡፡

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ብምምፃእ ወይም ብስልኪቁፅሪO979416627 ወይም /0923454409/0914774370ድዋስ/ምሕታት/ ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s