ፕሮፎርማ መለያ ቁፅሪ 8/2017 ዓ/ም
ቤት ፅሕፈት ግለት ማይ ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና መስመር ማይ ካብ መደብር ድልድል እስካ እንዳኣቡነ ኣረጋዊ መስተለኛ ናይ ብየዳ ስራሕ ፕሮፎርማ ኣዳዲሩ ክስርሕ (ይ)ስለ ዝደሊ ኣብ ኣብዚ ጨረታ ትወዳደሩ ትደልየ ነ'ዶ ዝስዕብ ትኣ ክማልእ ይግባእ።
- ናይ ዘመነ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምትራብ ዘዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃእ) ይግበር
- ግብሪ ከፋሊ /TIN /ንምኻነ ማስረጃ ምትራብ ዝኽእል
- ዘይተማለእ ደክመንት ተተባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር
-እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::
BOQ 1. FOR INSTALLATIONS AND BUTT WELDING HDPE PIPES LACHI SEMEN SBU-CITY | ||||||
---|---|---|---|---|---|---|
Item | Description | Unit | Qty | Unit Price Birr | Total Price, Birr | Remark |
1 | INSTALLATION AND WELDING OF HDPE,FITTININGS @ LACHI SEMEN SBU- CITY(MATERIAL SUPPLY FROM THE CLIENT WIRE HOUSE) | |||||
1.1 | Installation of OD315mm HDPE pipe by welding, L-6 12M, total length 1600m. PE 100, PN10/16 (material supplied from client warehouse,but welding machine with basic necessty and daily Ibour from welder) | point | 260 | |||
1.2 | Installation of OD 225mm HDPE pipe by welding, L=6 - 12M, total length 60m. PE 100, PN10/16 (material supplied from client warehouse) | point | 6 | |||
1.3 | Installation all the required fittings, valves and accessories for joint connection DN300, DN200,DN150 diametre. the fittings include gate valve,TEE (DCI or butt welding) backing ring and short stap etc. | point | 17 | |||
1.4 | Installation of DN 300 mm flanged GS pipe by, L=6 M, total length 30m. PN10/16 (material supplied from client warehouse) | joint | 6 |
N.B
➢ ንብረት ትቦን መገጣጠምን ኣብ ውዕጢ ዓቕሚ ቤት ፅሕፈት ኮይኑ ብናይ ባዕሉ ባትዌልዲንግ ማሽንን ጀነሬተርን ምስ ሙሉእ ወፃኢኡ ናይ ተጫራታይ ይኸውን
➢ ፅሬት ዘይብሉ ስራሕ እንተተሰሪሑ ተቐባልነት ዘይብሉ ምዃኑ ነፍልጥ
➢ ክፍሊት ብዝምልከት ድማ ዝምልከቶ ኣካል ብትክክል ምስርሑ ብስተረጋገፀ ብዝበየዶ በዝሒ ተሓሲቡ ብዘቅረቦ ሕቶ ክፍሊ መሰረት ይኽፈል
N.B እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮር ግይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 14/2017 ዓ.ም ክሳብ 16/1/2017ዓ/ም
ኣድራሻ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407835'
Backs