ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ምልኸታ ፕሮፎርማ/

ናይ ወርሒ - 2016 ዓ/ም/ ን2ይ ግዜ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተ.ቁዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1ናይ ስቶር ጓንጉቸር ቁልፊ ዓብይ ዘይቅረዕ1 ደረጃብቁፅሪ20
2ናይ ስቶር ሰረገላ ቁልፊ በዓል 6' ተወርዋሪ ዘይቅረፅ1 ደረጃብቁፅሪ4

እንክተሎም መምርሒ:-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 08 /12/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 10/12/2016 ዓ/ም ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 9፡30 ሰዓት 10፡00 ይኸፈት

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 5 ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኸታከም ዉዕሊ የገልግል::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት

Backs
Tender Category