ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ 3R/4Cace ዝተረኸበ ባጀት ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ
  • Posted Date: ዓርቢ ሓምለ 12, 2016 (2 months ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሓምለ 16, 2016 11:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 03:30 Morning
  • Stationery Supplies/
  • Print
  • Pdf

ቁፅሪጉደ/2721/8-2/16

ዕለት12/11/2016ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ 3R/4Cace ዝተረኸበ ባጀት ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድም ።

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
ብርሳንብር
1እስክርቢቶ ሰመያዊ ኦርጅናልLinc officeብባኮ20
2እስክርቢቶ ሰመያዊባዓል 50 ዝሕዝLexis ኦርጅናልՈՂԻ20
3እስክርቢቶ ሰመያዊ ኦርጅናልjs/jet speedՈՂԻ20
4ፕሪንተር ቀለም ኦርጅናልGtc-35Aኦርጅናልቁፅሪ05
5ፎቶ ኮፒ ቀለም ኦርጅናልCanon2318ብቁፅሪ02
6አቃፊ ብዓል ብረት1ይ ደረጃብቁፅሪ80
7እሰስቴፕለር ማእኸላይካንጋሮ 1ይ ደረጃብቁፅሪ18
8እስቴፕለር አብይካንጋሮ 1ይ ደረጃብቁፅሪ01
9ፍሉድ ምስ መበፅበፂኡARTNO500ብቁፅሪ18
10ፔፐር ትሪፕላስቲክብቁፅሪ03
11ኮፒዩተር ወረቀት 44 80ግራም1ይ ደረጃብደሰጣ20
12ማስታወሻ ማእኸላይ ለዘር ከቨሩ1ይ ደረጃብቁፅሪ20
13ካኪ ፖስታ ማእኸላይናይወፃኢብቁፅሪ18
14ናይ ጋሓፍ መጠራቐሚፕላስቲክብቁፅሪ03
15ማስታወሻ ማእኸላይሲነርላይን 1ይ ደረጃብቁፅሪ10
16ፕሮቶኮል መዝገብ ማእኸላይ30x40ብቁፅሪ03
17እሁ(መጣበቒ)ኦርጅናልብቁፅሪ20
18ቃለ ጉባኤ መእኸላይ30 ×40ብቁፅሪ20
19ፕላስተር ካኪ1ይ ደረጃብቁፅሪ10
20ፍላሽ ሚሞሪ64gbብቁፅሪ20
21ፕሪንተር ቀለም ኦርጅናልTK170ብቁፅሪ20
22ፓንቸር ማእኸላይ1ይ ደረጃብቁፅሪ01

መተሓሳሰቢ

• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ፕሮፎርማ ካብ ዕለት12/11/16 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/11/2016 ዓ/ም

• እቲ ፕሮፎርማ ዕለት17/11/16 ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ዕለት 17/11/16 ሰዓት 3፡30 ሰዓትይክፈት

• ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ዝምልከት ንናይ ባዕሉ ንፁር ፎቶ ኮፒ ዝርኦ ሒዙ ክቀርብ አለዎ

• ሕድሕድተወዳደርቲ አብዝመልኦዎ ፕሮፎርማ ስርድልዝ እንተሃልይዎ ካብቲ ወድድር ይወፅእ

• ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ ከምእዉን ናይ ባእሉ ማሕተም ይገብረሉ

• ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ 'ዩ።

• ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ ኣብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።

Backs
Tender Category