
ቁፅሪጉደ/2721/8-2/16
ዕለት12/11/2016ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ 3R/4Cace ዝተረኸበ ባጀት ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድም ።
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳ | |||||
| 1 | እስክርቢቶ ሰመያዊ ኦርጅናል | Linc office | ብባኮ | 20 | ||||
| 2 | እስክርቢቶ ሰመያዊባዓል 50 ዝሕዝ | Lexis ኦርጅናል | ՈՂԻ | 20 | ||||
| 3 | እስክርቢቶ ሰመያዊ ኦርጅናል | js/jet speed | ՈՂԻ | 20 | ||||
| 4 | ፕሪንተር ቀለም ኦርጅናል | Gtc-35Aኦርጅናል | ቁፅሪ | 05 | ||||
| 5 | ፎቶ ኮፒ ቀለም ኦርጅናል | Canon2318 | ብቁፅሪ | 02 | ||||
| 6 | አቃፊ ብዓል ብረት | 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 80 | ||||
| 7 | እሰስቴፕለር ማእኸላይ | ካንጋሮ 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 18 | ||||
| 8 | እስቴፕለር አብይ | ካንጋሮ 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 01 | ||||
| 9 | ፍሉድ ምስ መበፅበፂኡ | ARTNO500 | ብቁፅሪ | 18 | ||||
| 10 | ፔፐር ትሪ | ፕላስቲክ | ብቁፅሪ | 03 | ||||
| 11 | ኮፒዩተር ወረቀት 44 80ግራም | 1ይ ደረጃ | ብደሰጣ | 20 | ||||
| 12 | ማስታወሻ ማእኸላይ ለዘር ከቨሩ | 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 20 | ||||
| 13 | ካኪ ፖስታ ማእኸላይ | ናይወፃኢ | ብቁፅሪ | 18 | ||||
| 14 | ናይ ጋሓፍ መጠራቐሚ | ፕላስቲክ | ብቁፅሪ | 03 | ||||
| 15 | ማስታወሻ ማእኸላይ | ሲነርላይን 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 10 | ||||
| 16 | ፕሮቶኮል መዝገብ ማእኸላይ | 30x40 | ብቁፅሪ | 03 | ||||
| 17 | እሁ(መጣበቒ) | ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 20 | ||||
| 18 | ቃለ ጉባኤ መእኸላይ | 30 ×40 | ብቁፅሪ | 20 | ||||
| 19 | ፕላስተር ካኪ | 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 10 | ||||
| 20 | ፍላሽ ሚሞሪ | 64gb | ብቁፅሪ | 20 | ||||
| 21 | ፕሪንተር ቀለም ኦርጅናል | TK170 | ብቁፅሪ | 20 | ||||
| 22 | ፓንቸር ማእኸላይ | 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 01 | ||||
መተሓሳሰቢ
• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
• ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
• ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
• ፕሮፎርማ ካብ ዕለት12/11/16 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/11/2016 ዓ/ም
• እቲ ፕሮፎርማ ዕለት17/11/16 ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ዕለት 17/11/16 ሰዓት 3፡30 ሰዓትይክፈት
• ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ዝምልከት ንናይ ባዕሉ ንፁር ፎቶ ኮፒ ዝርኦ ሒዙ ክቀርብ አለዎ
• ሕድሕድተወዳደርቲ አብዝመልኦዎ ፕሮፎርማ ስርድልዝ እንተሃልይዎ ካብቲ ወድድር ይወፅእ
• ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ ከምእዉን ናይ ባእሉ ማሕተም ይገብረሉ
• ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ 'ዩ።
• ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።
ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ ኣብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።