ዕለት/Date _05/ _10 /2016 ዓ/ም
ቁፅሪ/RefN EPCCA 1730/2016 ዓ/ም
ፕሮፎርማ ምልክታ 2016
በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም:: UIDP በጀት
十 | ዓይነት ንብረት | ስፐስፊኬሽን | መዐቐኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ድምር ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ናይ ላፕቶፕ ቦርሳ ተንጠልጣሊ | ብሳምፕል መሰረት | ቑፅሪ | 10 | ||
ጠቕላላ ድምር |
መምርሒ
1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘሓደሱ
2. ቲን ነምበር ዘለዎም
3. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 05/10/16 ዓ/ም
4. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ቕድሚ ሰዓት
5. ፕሮፎርማ ዝኸፈሉ ዕለት 10/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.30 ቕድሚ ሰዓት
6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል
7. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን
8. ሰዓራይ ኣብ ቢሮ ኣምፂዑ ከቕርብ ኣለዎ
9. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ 7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ ናብ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለዉጢ ነባሪ ኣየርን ቢሮ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕ ይከኣል ::
Backs