https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14757
በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑት ብፕሮፎርማ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 10, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 10, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዕለት/Date _05/ _10 /2016 ዓ/ም

ቁፅሪ/RefN EPCCA 1730/2016 ዓ/ም

ፕሮፎርማ ምልክታ 2016

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም:: UIDP በጀት

十ዓይነት ንብረትስፐስፊኬሽንመዐቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋድምር ዋጋ
1ናይ ላፕቶፕ ቦርሳ ተንጠልጣሊብሳምፕል መሰረትቑፅሪ10
ጠቕላላ ድምር

መምርሒ

1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘሓደሱ

2. ቲን ነምበር ዘለዎም

3. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 05/10/16 ዓ/ም

4. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ቕድሚ ሰዓት

5. ፕሮፎርማ ዝኸፈሉ ዕለት 10/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.30 ቕድሚ ሰዓት

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል

7. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን

8. ሰዓራይ ኣብ ቢሮ ኣምፂዑ ከቕርብ ኣለዎ

9. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ 7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ ናብ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለዉጢ ነባሪ ኣየርን ቢሮ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕ ይከኣል ::