ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከቡ ንብረታት ሰልቫጅ ትቦታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2016 (5 months ago)
  • Closing Date: መዓልትን ሰዓት ኣይተገለፀን
  • Bid Bond:--
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:--
  • Bid Opening Date: መዓልትን ሰዓት ኣይተገለፀን
  • Other Sale/ Used Items Sale/
  • Print
  • Pdf

1 ክተጫቱ እትደለዩ ተጫረቲ እቲ ትቦ በኣካል ብምርኣይ ሲዒቦም ብዝርዝር ንዝቀርቡ ንብረታት ተጫረቲ መፂእኩም ክትጫረቱ ክንዕድም ንፈቱ

1 ቀደማይ ትቦታት 6 ኢንች መለኪዒ ብቁፅሪ ካልኣይ ኣርባዕተ ኢንች መለከዒ ብቁፅሪ ሳልሳይ ትቦታት ሰለሰተ ኢንች መለክዒ ብቁፅሪ ራብዓይ ትቦታት 21 2 ኢንች መለክዒ ብቁፅሪ ሓምሻይ ትቦታት ቁርፅራፅ መለክዒ ብኪሎ ሻድሻይ ቆርቆር መግለፂ ቁርፅራፅ መለክዒ ብኪሎ

2 ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ

Backs
Tender Category