ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከቡ ንብረታት ሰልቫጅ ትቦታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2016 ( ከ 5 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መዓልትን ሰዓት ኣይተገለፀን
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መዓልትን ሰዓት ኣይተገለፀን
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ክተጫቱ እትደለዩ ተጫረቲ እቲ ትቦ በኣካል ብምርኣይ ሲዒቦም ብዝርዝር ንዝቀርቡ ንብረታት ተጫረቲ መፂእኩም ክትጫረቱ ክንዕድም ንፈቱ

1 ቀደማይ ትቦታት 6 ኢንች መለኪዒ ብቁፅሪ ካልኣይ ኣርባዕተ ኢንች መለከዒ ብቁፅሪ ሳልሳይ ትቦታት ሰለሰተ ኢንች መለክዒ ብቁፅሪ ራብዓይ ትቦታት 21 2 ኢንች መለክዒ ብቁፅሪ ሓምሻይ ትቦታት ቁርፅራፅ መለክዒ ብኪሎ ሻድሻይ ቆርቆር መግለፂ ቁርፅራፅ መለክዒ ብኪሎ

2 ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ

መመለስ
የጨረታ ምድብ