ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፍርዲ ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 (6 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ መጋቢት 30, 2016 06:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:--
  • location: ራያ ዓዘቦ
  • Bid Document Price:--
  • Bid Opening Date: ሶኒ መጋቢት 30, 2016 08:00 Afternoon
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዝሐደሰ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 ቲን ቁፅሪ ፎቶ ኮፒ ገይርኩም ክተቅርቡ ዝክእል

 3 መቅረባይነት ተመዝጋቢ ምካኑ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

4  ምስኣሸነፍኩም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

5 ቫት ተመዝገብቲ እንተይኖም ምስ ቫቱ ሓዊስኩም ክትመልእ ኣለኩም

6 ፕሮፎርማ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 25/7/2016 ዓም ክሳብ 30/7/2016 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዕደ/ፋይ/ንብ /ምም/ር ዝርዝር ዝሐዘ ብዝተኣሸገ ፖስታ ከተእትዉ ትክእሉ

7 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 30/7/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ቀትሪ

8 እዚ ክንዲ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

ንዝበለፀ ሐበሬታ ስቁ 0346640253  / 0912709775

 ተ/ቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠ/ዋጋ

1

ናይ መኪና ባትሪ

Made in koria 12 volt 70 ampire

ብቁፅሪ

01

2

ናይ መኪና ክሪክ

 Mechanical ተሽከርካሪ 3-5 tone

ብቁፅሪ

01

3

ናይ መኪና  ወንበር ጨርቂ

ናይ ሙቐት መከላከሊ  Vip

ብቁፅሪ

01

4

ናይ መኪና ቅብኣት

ናይ ዳሽ ቦርድ

ብቁፅሪ

01

5

ናይ መኪና ፍላሽ መእተዊ

 MP3 ፍላሽ ብሉቱዝ

ብቁፅሪ

01

Backs
Tender Category