1 ናይቲ ዝወዳደርሉን ዘርፊ ንግዲ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ስራሕ ንግዲ መቅረባይነት መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪን ተወሳኪ እሴት ታክስ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ይክእል
2 ናይ ወርሒ ሕዳር 2016 ዓም ሒሰብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ አለዎ
3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር እናከፈልኩም ካብ 27/5/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 6/6 /2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈትና ልምዓት እቶትንምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ክ/ዕ/ፋ/ምምሕዳር ንብረትንምዉሳድ ይከኣል
4 ጨረታ መከበሪ ናይ ላፕቶፕን ፕሪንተርን 4000 ብር ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
5 ከምእዉን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘርኢ መኖ 4000 ብር ብሰፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
6 ጨረታ መከበሪ ናይ ኢንዲስትሪ ዉፅኢት ዝኮኑ ሕርሻ መሳርሒታት 6000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
7 እዚ ጨረታ ዕለት 7/6/2016 ዓም ቅ/ቅትሪ 4:00 ተዓፅዩ ቅ/ቀትሪ 4:30 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ይክፈት
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ
09 14 618815 / 0945103045 / 0923301233
Backs