https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13771
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ላፕቶፕን ፕሪንተርን ን : ዘርኢ መኖን : ናይ ኤንድስትሪ ዉፅኢት ዝኮኑ ናይ ሕርሻ መሳርሒታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ቦታ:ሳ-ፃ-እምባ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይቲ ዝወዳደርሉን ዘርፊ ንግዲ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ስራሕ ንግዲ መቅረባይነት መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪን ተወሳኪ እሴት ታክስ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ይክእል

2 ናይ ወርሒ ሕዳር 2016 ዓም ሒሰብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ አለዎ

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር እናከፈልኩም ካብ 27/5/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 6/6 /2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈትና ልምዓት እቶትንምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ክ/ዕ/ፋ/ምምሕዳር  ንብረትንምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ መከበሪ ናይ ላፕቶፕን ፕሪንተርን 4000 ብር ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

5 ከምእዉን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘርኢ መኖ 4000 ብር ብሰፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ መከበሪ ናይ ኢንዲስትሪ ዉፅኢት ዝኮኑ ሕርሻ መሳርሒታት 6000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

7 እዚ ጨረታ ዕለት 7/6/2016 ዓም ቅ/ቅትሪ 4:00 ተዓፅዩ ቅ/ቀትሪ 4:30 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ

09 14 618815 / 0945103045 / 0923301233