ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳ ሕክምና ናዉቲን መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ ዘመኑ ማለት እዉን ናይ 2016 ዓም ዝተደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብቅዳሕ አታሓሒዝኵም ክተቅርቡ እትክእሉ

2 መለለይ ቍፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩምን ብቅዳሕ አታሓሒዝኵም ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዘለኩምን ብቅዳሕ አታሓሒዝኵም ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ካብ 9/5/2016 ዓም ክሳብ 24/5/2016 ዓም ብተከታታሊ መዓልቲ ኣብ ዘሎ እዋን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምዳር ፋይናንስን ወረዳ አስገደ ኣብ ከተማ ክስድ ገባ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ብምክድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ክሳብ ዕለት 24/5/2016 ዓም ክትወስዱ ትክእሉ ኢኩም

5 ጨረታ 24/5/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 5:00 ቅደሚ ቀትሪ ባዕሎም ወይድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 እቲ ሰነድ ጨረታ በቲ ኣብ ምልክታ ዝተገለፀ መሰረት ኣማሊኡ እንተተረኪቡ ተጫራታይ ብዘይምህላዉ ንምክፋት ዝዓግቶ ነገር የለን

7 መከበሪ ጨረታ 6000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ምኮኑ ምስተገለፀ በቲ መምርሒ መሰረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

9 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ንተከታተልቲ 30 ማዕልቲታት ይከዉን

10 እቲ ቤት በቢዘፈሩ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረታት 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክንኪ ይክእል እዩ

11 ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ናይ ባዕሎም ፊርማን ማህተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ይግባእ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0914743063 / 0914699409

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s