ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ጎማ ምስ ካላመደርኡ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሐተትናይ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋጋኡ ብፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 (9 months ago)
  • Closing Date: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 04:01 Morning
  • Car Spare Part/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 4/4/2016 ዓም ክሳብ 8/4/2016 ዓም ሰዓት 400 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቅርቡ  ንሕብር

2 ተወዳደርቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣታዊ ዝከዉን ድማ በዓል ሞያ ምስ አረጋገፆ ይከዉን

3 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከም ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

4 ዝሰዓረ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራስፖርት ናብ ቤት ዕዩና የምፅእ

5 ተወዳደርቲ  ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርተፊኬት መቅረባየነት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ከትቀርቡ ንሕብር

ተቁ

ዝድለ ዓይነት ንብረት

Material

መፍለይ ቁፅሪ

Specification/part number

መዓቀኒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ጎማ ምስ ካላማደርኡ ብሪጂስቶን

235/70R16

ብቁፅሪ

05

ኣድራሻ  ዓዲሓቂ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስቁ 0344401875

Backs
Tender Category