ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ጎማ ምስ ካላመደርኡ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሐተትናይ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋጋኡ ብፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 04:01 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 4/4/2016 ዓም ክሳብ 8/4/2016 ዓም ሰዓት 400 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቅርቡ  ንሕብር

2 ተወዳደርቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣታዊ ዝከዉን ድማ በዓል ሞያ ምስ አረጋገፆ ይከዉን

3 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከም ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

4 ዝሰዓረ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራስፖርት ናብ ቤት ዕዩና የምፅእ

5 ተወዳደርቲ  ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርተፊኬት መቅረባየነት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ከትቀርቡ ንሕብር

ተቁ

ዝድለ ዓይነት ንብረት

Material

መፍለይ ቁፅሪ

Specification/part number

መዓቀኒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ጎማ ምስ ካላማደርኡ ብሪጂስቶን

235/70R16

ብቁፅሪ

05

ኣድራሻ  ዓዲሓቂ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስቁ 0344401875

መመለስ
የጨረታ ምድብ