ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል (TDA) ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ሪዘርቫየር ሓፁር ብጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 23, 2008 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ መጋቢት 2, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:10000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:
  • Bid Opening Date: ዓርቢ መጋቢት 2, 2008 06:00 Afternoon
  • House & Building Construction/
  • Print
  • Pdf
  1. ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ::
  2. ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቁፅሪ(TIN) መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል::
  3. ተወሳኪ ቫት ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም ከምኡ ዉን ተወዳደርቲ ዋጋ ዝመልእዎ ምስ ቫቱ ምካኑ ወይ ብዘይ ቫቱ ምካኑ ክገልፅ አለዎ እንተዘይ ተገሊፁ ካብ ዉድድር ዉድቂ ይኸዉን
  4. ዘይንበብ ፎቶ ኮፒን ስርዝ ድልዝ ዘለዎ መረዳአታ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን::
  5. ተወዳደርቲ ጨረታ መክበሪ ብCPO 10,000 ሽሕ ብር ብሽም ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእከል ከትሕዙ ይግባእ
  6. ካብ ዕለት 21/06/2008 ዓ/ም ናብ ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእከል ቁፅሪ ቢሮ 03 ሰነድ ጨረታ ብር 20 እናከፈልኩም ምዉሳድ ይካኣልÂ
  7. እዚ ጨረታ 2/07/2008 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተዓፂዩ ሰዓት 3:30 ንጉሆ ኣብ ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል ይኽፈት
  8. ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል ዝሐሻ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹንብሙሉእÂ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  9. ነቲ ሓፁር ዘድሊ ኩሉ ዓይነት ንብረትን መሳርሒታት ናይ ኢድ ዋጋ ሓዊሱ ብባዕሉ ዝሽፍን
  10. እቲ ዝስራሕ ሓፁር አብ ዉሽጢ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብፅሬት ሰሪሑ ዘረክብ ዝክእል
  11. ዝርዝር ናይቲ መሳርሒታትን ንብረትን ትሕዝቶ ካብ ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ምርኣይ ይከአል

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0345591489 ምድዋል ይኸኣል እዩ

Â

Backs
Tender Category