ሎትሓደ ካናል ኮንስትራክሽን ምስ ካሪስንግ
ሎተ ክልተ ካናል ኮንስትራክሽን
- ኣብዚ ከትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዘለኩም ረቀሕታት ዝስዕብ ይከዉን ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝከፈለ
- ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ Â ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን
- ናይ ወርሒ ታሕሳስ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን
- መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ነምበር ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቀት ዝተሓደሰ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ስራሕ ፍቃድ ክተቅርቡ እትክእሉ
- ከይዲ ጨረታ ብዘይአግባብ ንመዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሕትትን ጨረታ ከይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዘስዕበን ምካኑ ክፈልጡ ይግባእ
- ንነፍስወከፍ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍሊ ቁፅሪ 20 ክትወስዱ ትክእሉ
- ነፍስወከፍ ሰነድ ጨረታ እንትምላእ አድራሻ ፊርማ ማሕተም ክዓርፎ አለዎ
- መክበሪ ጨረታ ንነፍስወከፍ ሰነድ ካናል ምስ ካሪስንግን 20,000Â ቅርሺ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
- ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዝልቀቀሎም ሰዓራይ ዉዕሊ ምስኣሰረ ይከዉን
- ሰዓራይ ዉዕሊ ክኣሰር ከሉ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ተቀባልነት ብዘለዎም ካብ ዝተፈለጡ ትካል መድሕን ዝቀረበ ኮይኑ 20% ኣብ ኩነታት ዉሕስና ዝተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና እንተኮይኑ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ 10% ከትሕዝ ዝክእል
- ጨረታ 2 መጋቢት 2008 ዓም ዝዕፀወሉ ሰዓት 4 ፡30 ዝክፈተሉ ድማÂ ኣብዚ ዕለት ሰዓት 5፡00 ይከዉን
- እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ምስተከፈተ ከምአድላይነቱ ዝስራሕ ፕሮጀክት ወይ አቁሑት በቲ ናይ ኮንስትራክሽን መምርሒ ክሳብ 25 % ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል
- እቲ ሰነድ እንትምላእ ዝርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ፊርማ ክዓርፎ አለዎ
- ስራሕቲ ማይ ኮንስተራክሸን ዝሳተፉ ደረጃ 5 ን ልዕሊኡን ክህልዎም ይግባእ
- እቲ ቤት ፅሕፈት ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
- ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ተዓሺጉ ክቀርብ አለዎ
- ናይ ስራሕቲ ቀረብን መጋዕዝያን ዝምልከት ድማ ብንፁር ዝተቀመጠ ስለዝኮነ ኣብቲ ሰነድ ይርኣዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ
0344320094 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
Backs