ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ 2012 ዓም በጀት ዘመን ፋይናንሳዊ ምንቅስቃስ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ይደሊ አብዙይ ናይ ኦዲት ስራሕ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊ ናይ ኦዲተር ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ንዕድም
  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 (over 3 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 03:02 Morning
  • Accounting Related/ Auditing Related/
  • Print
  • Pdf

1 በዝሒ ኦዲት ዝግበር ሓቆፊ ----- 3

: 2 ኦደት ሪፖርይ ብትግርኛ ------ 3 ኮፒ ዘቅርብ ዝተጠረዘ

3 ኦዲት ሪፖርት ብእንግሊዝኛ ----- 3 ኮፒ ዘቅርብ ዝተጠረዘ

: 4 ኦዲት ሪፖርት ብሶፍት ኮፒ -----ብፍላሽ

5 ነዚ ስራሕ ትሰርሑ ዋጋ ብዝትኛሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 02/02/2013 ክሳብ 11/02/2013 ዓም ሰዓት 11:00 ጥራሕ ክተቅርቡ ንሕብር

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 12/02/2012 ዓም ሰዓት 3:00 ምካኑ ንሕብር

7 ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ ብዘይ ቫቱ ምካኑ ክግለፅ አለዎ ተዘይ ገሊፁ ምስ ቫቱ ከምዝኮነ ይቁፀር

8 ሰዓራይ ተፈሊጡ ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 30 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦዲት ሪፖርት ሰሪሑ ዘረክብ

9 ማሕበና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በዚ ጨረታ ኣይግደድን

10 ፍቃድ ኦዲተር ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ፎቶ ኮፒ

11 ቲን ቁፅሪ / ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ / ፎቶ ኮፒ አተሓሒዞም የቅርቡ

12 ኣብ ካሊእ ዘይመንግስታዊ ትካል ኦዲት ምስክር መረጋገፂ ዘቅርብ

Backs
Tender Category