ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ 2012 ዓም በጀት ዘመን ፋይናንሳዊ ምንቅስቃስ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ይደሊ አብዙይ ናይ ኦዲት ስራሕ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊ ናይ ኦዲተር ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 03:02 ጥዋት
  • ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
  • Print
  • Pdf

1 በዝሒ ኦዲት ዝግበር ሓቆፊ ----- 3

: 2 ኦደት ሪፖርይ ብትግርኛ ------ 3 ኮፒ ዘቅርብ ዝተጠረዘ

3 ኦዲት ሪፖርት ብእንግሊዝኛ ----- 3 ኮፒ ዘቅርብ ዝተጠረዘ

: 4 ኦዲት ሪፖርት ብሶፍት ኮፒ -----ብፍላሽ

5 ነዚ ስራሕ ትሰርሑ ዋጋ ብዝትኛሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 02/02/2013 ክሳብ 11/02/2013 ዓም ሰዓት 11:00 ጥራሕ ክተቅርቡ ንሕብር

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 12/02/2012 ዓም ሰዓት 3:00 ምካኑ ንሕብር

7 ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ ብዘይ ቫቱ ምካኑ ክግለፅ አለዎ ተዘይ ገሊፁ ምስ ቫቱ ከምዝኮነ ይቁፀር

8 ሰዓራይ ተፈሊጡ ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 30 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦዲት ሪፖርት ሰሪሑ ዘረክብ

9 ማሕበና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በዚ ጨረታ ኣይግደድን

10 ፍቃድ ኦዲተር ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ፎቶ ኮፒ

11 ቲን ቁፅሪ / ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ / ፎቶ ኮፒ አተሓሒዞም የቅርቡ

12 ኣብ ካሊእ ዘይመንግስታዊ ትካል ኦዲት ምስክር መረጋገፂ ዘቅርብ

መመለስ
የጨረታ ምድብ