ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንምምሃር ምስምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ፅሬት ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መድሓኒት እንስሳ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ብግልፂ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2012/13 ዓ/ም ዝታሐደሰ ምስ ዘቅርብዎ ንብረት ዝተሓሓዝ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ

2 ንግብሪ ከፈልቲ ዝወሃበ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ

3 ናይ 2012/13 ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ይግባእ

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ሓምለ 2012ዓ/ም ሒሳብ  ዘወራረድሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

5 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዉቅሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ንበረት ቢሮ ቁፅሪ 23 ብምዉሳድ ዝወዳደሩሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ 17/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዝተዳለወ ሳኑዱቅ ጨረታ አታዊ ዝገብሩ

6 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡10 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መኸበሪ ጨረታ ዝከዉን ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ምቅራብ ዝክእሉ መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ  ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 3000 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ፅሬት 5000 ቅርሺ ፣ መሳርሒ ህንፃ2000 ቅርሺ ፣ መድሓኒት እንስሳ 5000 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ2000 ቅርሺ፣ ንፀረ ባልዕ 200 ቅርሺ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 3000 ቅርሺ ፣

8 ሰዓራይ ካብ ምካኖም ዝተገለፀሎም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ናይ ዘቅርብዎ ንብረት ዋጋ 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ኣትሒዞም ዉዕሊ ብምእሳር ኣብ 12 ተከታታሊ መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መፅዓንን መራገፍን ንብረት ናብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ኣታዊ ዝገብሩ

9 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 05 65 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s