1 ናይ ቫት ተመዝገብቲን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ተዛመድቲ ኣቅሑትን ንምቅራብ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ናይቲ ዝድለ ናዉቲ ዝርዝር መግለፂ/ ስፔስፊኬሽን ዝሓዘ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 20/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 20 ተኸታተልቲ መዓልታት ካብ ቤት ፅሕፈት ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ እስካብ 10 /02/2013ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ንይ ቀትሪ ክትወዳደሩ ንዕድም
ስ.ቁ 03 42 40 97 23/03 44 40 99 62
Backs