https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12736
ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ምግባረ ሰናይ ትእምት ንስራሕቱ ዝዉዕሉ ናይ ሰርቨር ኮምፒተርን አወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 06:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ ቫት ተመዝገብቲን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ተዛመድቲ ኣቅሑትን ንምቅራብ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ናይቲ ዝድለ ናዉቲ ዝርዝር መግለፂ/ ስፔስፊኬሽን ዝሓዘ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 20/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 20  ተኸታተልቲ መዓልታት ካብ ቤት ፅሕፈት ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ እስካብ 10 /02/2013ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ንይ ቀትሪ ክትወዳደሩ ንዕድም

ስ.ቁ 03 42 40 97 23/03 44 40 99 62