1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም በዚ ዘፈር ንግዲ ናይ 2012 /2013 ዓም ዝተሐደሰ
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ዝተመዝገበ ክክዉን አለዎ
3 ሰነድ ጨረታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ዓድዋ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ
4 ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባትን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጡን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል፤
5 መከበሪ ጨረታ ( Bid BOnd ) ንመሳርሒ ፅሕፈትን 5000 ቅርሺ ንኣቅሑት ፅሬትንኤሌክትሮኒክስን ነብስወከፎም 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ ስፒኦ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይትመስረተዉስና ባንኪ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ለቴር አፈ ክሬዲት ከትሕዝ ዝክእል፤
5 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዝሐዘ ኮይኑ
6 ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ናብ ከተማ ዓድዋ ትልምን ፋይናስን ከቅርብ ዝክእል፤
7 ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ ሰነድ ካብ 04/01/2013 ዓ/ም ጀሚሩ 19/01/2013 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
8 ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት ፅሬትን ሰነድ ጨረታ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 19/01/2013 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
7 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ከብ 30 መዓልቲ ዘይበልፅ ይከዉን።
8 ተጫረቲ ንዝቅርብዎ ንብረት ብፍላይ ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ንሐደ ዓመት ዉሕስና ክህብ ዝክእልን ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት ድማ ቤት ፅሕፈት ብዝቅርቦ ስፔስፊኬሽን መሰረት ከቅርብ ዝክእል
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347-71 1374 / 0347711376 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።
Backs