በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ሕጋዉያን ተጫረቲ
- ኣብቶም ዝተዘርዘሩ ዘፈራት ንግዲ ሕጋዊ ናይ ኣቕርቦት ንግዲፍቃድ ዘለኩምን አብዚ በጀትዓመት ዘሐደስኩምን ወይድማ ግብሪ ዝኸፈልኩም
- ናይግብሪከፋሊመለለይቁፅሪ/ቲንÂ /ካርድዘለኩም ዝተሐደሰ ናይ መቀርባይንት ካርድ ዘለኩም
- ብዜካ አብ ፅሬት መሳርሒ ኣብ ካልኦት ዝተጠቀሱ ዘፈራት ቨት /ዝተመዝገብኩምን/ ሰርተፊኬት ዘለኩም ክትኮኑ ይግባእ ናይ ወርሓዊ ዲክሬሽ ንናይ ዝሐለፈ ወርሒ /ጥሪ / መረዳእታ ክተቕርቡ እትክእሉ ንሐደ ዶክሜንት ዘይምለስ ብር 50.00 /ሓምሳ/ ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረትምምሕዳርን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 08/6/2008 ዓ/ም ክሳብዕለት 23/6/ 2008 ዓ/ም ዋንኡን ኮፒኡን በበይኑ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምምላእ ነዚ ተባሂሉ ዘተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል:;
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለትÂ 23 /6/2008 ዓ/ምÂ ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓትÂ 4:30Â ድማ ተጫረቲ ወይድማሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተዘይሃለዉን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይኽፈትን ይግምገም::
- Â Â ተጫረቲ ቅደሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን
- ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ /Â ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
- ንፅሬት መሳርሒ ብር 2000 /ክልተ ሽሕ / ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
- ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑትÂ ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ /Â ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
- ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተንከፍ ኣቁሑት ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ /Â ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
- ናይ ዘርኢ አግራባት ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ / ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
- Â ተጫረቲ ዘቕረብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና እንተዘይሃልዎን ስርዝ ድልዝ እንተኾኑን ተቐባልነት አይህልዎን::
- ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረኸበ ተጫራቲ ሰዓረይ ምኮኑ ካብ ዝተነገረሉ ኣብዉሽጢÂ 3ተ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ዉዕሊ እንተዘይአሲሩ ዘተሐዞ መኽበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ይኽዉን::
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::
ንተወሳኺ ሓበሬታ
ብስ/ቁÂ 0344430357Â 0931726542 ምሕታትይከአል2016-03-02
Backs