https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1246
ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ኣብ ወረዳና ንዝርከባ ቤትፅሕፈት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት መሳርሒ: ናይ ሞተር ሳይክል መዋወጢ ኣቁሑት :ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተንከፍ ኣቁሑት ናይ ዘርኢ አግራብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ሕጋዉያን ተጫረቲ

  1. ኣብቶም ዝተዘርዘሩ ዘፈራት ንግዲ ሕጋዊ ናይ ኣቕርቦት ንግዲፍቃድ ዘለኩምን አብዚ በጀትዓመት ዘሐደስኩምን ወይድማ ግብሪ ዝኸፈልኩም
  2. ናይግብሪከፋሊመለለይቁፅሪ/ቲንÂ /ካርድዘለኩም ዝተሐደሰ ናይ መቀርባይንት ካርድ ዘለኩም
  3. ብዜካ አብ ፅሬት መሳርሒ ኣብ ካልኦት ዝተጠቀሱ ዘፈራት ቨት /ዝተመዝገብኩምን/ ሰርተፊኬት ዘለኩም ክትኮኑ ይግባእ ናይ ወርሓዊ ዲክሬሽ ንናይ ዝሐለፈ ወርሒ /ጥሪ / መረዳእታ ክተቕርቡ እትክእሉ ንሐደ ዶክሜንት ዘይምለስ ብር 50.00 /ሓምሳ/ ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረትምምሕዳርን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 08/6/2008 ዓ/ም ክሳብዕለት 23/6/ 2008 ዓ/ም ዋንኡን ኮፒኡን በበይኑ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምምላእ ነዚ ተባሂሉ ዘተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል:;
  4. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለትÂ 23 /6/2008 ዓ/ምÂ ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓትÂ 4:30Â ድማ ተጫረቲ ወይድማሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተዘይሃለዉን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይኽፈትን ይግምገም::
  5. Â Â ተጫረቲ ቅደሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን
  • ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ /Â ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
  • ንፅሬት መሳርሒ ብር 2000 /ክልተ ሽሕ / ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
  • ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑትÂ ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ /Â ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
  • ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተንከፍ ኣቁሑት ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ /Â ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
  • ናይ ዘርኢ አግራባት ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ / ብ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም::
  1. Â ተጫረቲ ዘቕረብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና እንተዘይሃልዎን ስርዝ ድልዝ እንተኾኑን ተቐባልነት አይህልዎን::
  2. ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረኸበ ተጫራቲ ሰዓረይ ምኮኑ ካብ ዝተነገረሉ ኣብዉሽጢÂ 3ተ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ዉዕሊ እንተዘይአሲሩ ዘተሐዞ መኽበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ይኽዉን::
  3. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ

ብስ/ቁÂ 0344430357Â 0931726542 ምሕታትይከአል2016-03-02