ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጋዕዝያን ወረዳ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀትን ኣብ ወረዳ ዓድዋ ዕሸል ከተማ ይሓ ዝርከብ ጥዕና ጣብያ ናይ ምስፍሕፋሕ ጥዕና ጣብያ ኤምሲኤች ህንፃ ስራሕቲ ንደቀቅትን አናእሽተይን ንግዲ ትካላት ንግዲ ማሕበራት ብደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላትን ማሕበራት ኣወዳዱሩ ከስርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: ዓድዋ
  • Bid Document Price:150.00
  • Bid Opening Date: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 03:30 Morning
  • House & Building Construction/
  • Print
  • Pdf

1. ናይ 2012 ዓም ዝተሓደሰ ብቤት ፅሕፈት ደቀቅትን አናእሽተይ ንግዲ ትካላት ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል ወረቀት ምስክር ንግዲ ምዝገባ ወረቀት ምስክር ፍቃድ ንግዲ ስራሕን ኮንስትራክሽን ወይ ተኮናተራይነት ምዝገባ ካርድን ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር መቅረባይነት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

2. ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 28/12/2012ዓ/ም ክሳብ 13/01/2013ዓ/ም ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክዕድጉ ይክእሉ

3 እዚ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ እዉን ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዝተረከብሉ 13/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 03፡00 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

4 ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ካሊእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 48 71 07 03

Backs
Tender Category