ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጓዓዝያን ወረዳ ጋንታ አፈሹም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፀትን ቁፅፅር ዲዛይንን ኣብጣብያ ሃገረ ሰላም ቁፅሪ 2 ዛላ ጥዕና ጣብያ ናይ ምስፍሕፋሕ ኤምሲኤች ህንፀት ስራሕቲ ንደኣንት ማሕበራት ብኣናእሽተይ ደረጃ 8ተ ደቀቅትን ኣናእሸተይ ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ሰሉስ ነሓሰ 26, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 04:30 Morning
  • House & Building Construction/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደኣንት ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ዝተወሃበ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት

2 ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ንግዲ ሽም ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ኮንስትራክሽን ማለት ተካናታራይነት ብቅዓት ምዝገባ ወረቀት ተመዝጋባይነት ከፋሊ ግብሪ

3 ናይ ወረቀት መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ 2012ዓ/ም ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ ምስክር ወረቀት ዘቅርቡ

4 ተጫረቲ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ቅዳሕ ክሳብ 11/01/2013ዓ/ም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ እዮም

5 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 12/01/2013ዓ/ም  ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 03  ይክፈት

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 45 31 22/ 09 79 39 72 11

Backs
Tender Category