1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደኣንት ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ዝተወሃበ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት
2 ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ንግዲ ሽም ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ኮንስትራክሽን ማለት ተካናታራይነት ብቅዓት ምዝገባ ወረቀት ተመዝጋባይነት ከፋሊ ግብሪ
3 ናይ ወረቀት መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ 2012ዓ/ም ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ ምስክር ወረቀት ዘቅርቡ
4 መኸበሪ ጨረታ 10,000.00 ቅርሺ ጥራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ብሔራዊ ባንክ ኢ/ያ ወይ ካብ ዝተፈቀዶሎም ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከቅርብ ዝክእሉ
5 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ፕሮጀክት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 240 መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚመም ከረክቡ ኣለዎም
6 ተጫረቲ ብቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ሕንጣሎ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ቅዳሕ ካብ 14/12/2012ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቢሮ ቁፀሪ 28 200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ እዮም
7 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ክሳብ 29/12/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ብምእታዉ እቲ ጨረታ ዕለት 29/12/2012ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 37 00 16
Backs