ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ብምዕራብ ገፅ ዝርከብ ሓፁር ብምፍራሱ ንከነስርሖ ንደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 04:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:10,000
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 04:30 Morning
  • House & Building Construction/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብዚ ስራሕ ክትሳተፉ ዝደልዩ ደረጃ 10 ዝኾኑ ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ተኻናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

2 ተጫረቲ እቲ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ ተኸታተልቲ 40 መዓልቲ ከጠናቕቕ ዝክእሉ

3 ድሌየት ዘለዎም ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 100 ብር ንምኽፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ዝመልእዎ ሰነድ  2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ብኣካል ብምቅራብ ቅድሚ ዕለት 15/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ከቕርቡ ኣለዎም

5 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ 10000.00 ብብሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንክታት ዝወሃብ አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ኣብ ፖስታ ብምእታወ ከቕርቡ ኣለዎም

6 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ኣብ ዝተረኸበሉ ኣብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ዕለት 15/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ይክፈት

7 ንተወሳኺ ሓበሬታ 09 14 75 90 36

8 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

Backs
Tender Category