ቤት ፅሕፈትና ከባቢያዊ ልምዓት ክ /ከተማ ሰሜን ኣብ ላጪ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ደረቅ ሽንትቤት ንምስራሕ እኩል በጀት ብምምዳብ ናይ ማተርያል ማሽነርን ሓዊሱ ብጠቅላላ ከጫርት ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 2, 2008 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ የካቲት 10, 2008 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:3000.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:100.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ የካቲት 10, 2008 06:00 Afternoon
  • House & Building Construction/
  • Print
  • Pdf

ቤት ፀሕፈትና ከባብያዊ ልምዓት ድማ ኣብዚ ስራሕ ክሳተፉ ዝደልዩ ደረጃ 10ተ ደቂቅ ደ.ኣ.ን.ት ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ተኮናተርቲ ክትጫረቱ የዕድም

ተጫረቲ ካመልእዎ ዝግባእ ረቀሕ

  1. ተጫረቲ እቲ ሰራሕ ኣብ ዉሽጢ 120 ናይ ካላንደር መዓልትታት ከጠናቅቁ ዝክእሉ
  2. ድልየት ዘለዎም ደኣንት ናይ ኮንስትራክሽን ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 100 ብመክፋል ሰነድÂ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ከባብያዊ ልምዓት ካልኣይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ብምቅራብ ንብርኪ ትካልኩም ዝገልፅ ፍቃድን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፈልቲ ብምቅራብ ክወስዱ ይክእሉ
  3. ተጫረቲ ሓደ ኦርጅናል ክልተ ፎቶ ኮፒን ሰነድ ንንበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስታ ጠሚሮ ከቅርቡ አለዎም
  4. ተጫረቲ ሰነዳቶም ዓሺጎም ብምቅራብ ሕድሕድ ፖስታ ማሕተም ዓሪፍዎ ሙሉእ ኣድራሻ እቲ ትካል ክገልፅ ይግባእ
  5. ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብቢሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንከታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ዝተረጋገፀ ቼክ ንሌተርኦፍክሬዲት ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ከቅርቡ አለዎም
  6. እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከባብያዊ ልምዓት ንዕለት 10/ 06/ 2008 ዓመ ሰዓት 4፡30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት
  7. ተጫረቲ ተወሳኪ መብርሂ ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ እንተደልዮም ዋና ከይዲ ስራሕ ህ/ ዲ ኮንስትራከሽንን 0914032110 /0914751957
  8. ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብክፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
Backs
Tender Category