ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ማእኸል ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ብደረጃ BC 6 GC7ልዕሊኡን ተካናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • Posted Date: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (over 4 years ago)
  • Closing Date: ሓሙስ ሓምለ 23, 2012 03:00 Morning (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:300.00
  • Bid Opening Date: ሓሙስ ሓምለ 23, 2012 03:30 Morning
  • House & Building Construction/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ስራሕ ፣ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴትር ታክስ ሒሳብ ዝገበሩሉ መረዳእታ ከምኡ እዉን ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ምዝገባ

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምዝገባ ወረቀት ምስክር ፣ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ስራሕ ተካናተርቲ ዝተዋሃበ ምዝገባ ወረቀት ምስክር ዘለዎም እንትኾኑ ቅድሚ ጨረታ መዕፀዊ ጊዜ ኣቅሪቦም ከገናዝቡ ኣለዎም

3 ተጫረቲ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 18/11/2012ዓ/ም ዘይምለስ 300 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ክገዝኡ ይክእሉ

4 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ 23/11/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 209 ይክፈት

5 እቲ ዳይሬክቶሬት ካሊአ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 87 75

Backs
Tender Category