መሶቦ ሲሚንቶ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንከይዲ ምህርቲ ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ እቶዋታት ናይ ማሽነሪ መለዋወጢ ፣ ኤሌክትሪካልን ፣ ኬሚካልን መለዋወጢ ዝተፈላዩ ናይ ኢንዳስትሪ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ዓቅሚ ካብ ዘለዎም መምረትን ሕጋዊ ኣቅረብትን በቢ ዓመቱ መዝጊቡ ንቀፃሊ ምስ ዝተመዝገቡ ኣቅረብቲ ክሰርሕ ይደሊ

1 ናይ ትካል ወይ ድማ ናይ ዉልቀ ሽም ዘቅርብ

2 ናይ ትካል ኣድራሻ ፖስታ ቁፅሪ ስልኪ ቁፅሪ ፋክስ ኢሜል ኣድራሻን ዘቅርብ

3 ናይ ትካል ዓይነት ማለት እዉን ናይ መንግስቲ ናይ ዉልቀ ትካል ሽርክና ማሕበር ብምባል ከቅርብ ዝክእል

4 ሕጋዊ ወረቀት ምስክር መቅረብቲ ከቅርብ ዝክእል

5  ናይ ንግዲ ትካል ዳይሬክተር ኣባላት ሸሪካት ሰብ ብርክን ከምኡ እዉን ሰብ ዋና ወኪላት ኣስማት ከቅርብ ዝክእል

6 ናይ ትካል ወይ ዉልቀ ሰብ ዓመታዊ ትርፊ ብግልፂ ከቅርብ ዝክእል

7 ናይ ትካል አወቃቅራ ካፒታል ከቅርብ ዝክእል

8 ናይ ዘቅርብዎ ምህርቲ ወይ ኣጎልግሎት ምስቲ ናይቲ ኩባንያ መመዘኒ ዓይነታት ዝርዝር ዝተኣሳሰረ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

9 ናይ ዓቅምን መረዳእታን ብግልፂ ከቅርብ ዝክእል

10 ንቲ ትካል ወይ ዉልቀ ሰብ ዝተወሃበ ናይ ዓቅሚ መረጋገፂ ናይቲ ኩባንያ መመዘኒ ዓይነታት ዝርዝር ዝተኣሳሰረ መረዳእታ ዘቅርብ

11 ናይ ሕሉፍ ወይ ድማ ናይ ሐዚ ዝርዝር ብዉሑዱ ምስ 3ተ ተፃዋዕቲ ሽም ከቅርብ ዝክእል

12 ናይ ባንኪ ዝርዝር  መግለፂ ህንፃ ፖስታ ናይ ኤሌክትሮኒክ ባንኪንግ ኣድራሻ ዘለዎም

13 ብጠቅላላ ኣብቲ ስራሕ ዝፀንሕዎ ዓመታት ብፍሉይ ኣብ ምህርቲ ዝተመልከተ መረዳእታ ዘቅርብ

14 እቲ ትካል ንቀፃሊ ዘሎዎ ዓቅሚ ብግልፂ ዘቀምጥ ከምኡ እዉን ናይ ገንዘብ ዓቅሚ ብዝርዝር ዘቅርብ

15 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ዋና ቢሮ ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ሓ/ዝተ/ ዉ/ማሕበር  መምርሒ  ቢሮ ቁፅሪ 306 ከተማ መቐለ ይርከብ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 03 48 40 58 06

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s