1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን መለለይ ቁፅሪ ከፋለይ ግብሪ ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብ
2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ወርሓዊ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ዘቅርብ
3 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 07/09/2012ዓ/ም ክሳብ 21/09/2012ዓ/ም ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ትምህርት ስልጠናን ፀገዴ ዘይምለስ ንሕድሕድ ሎት 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል አዚ ማለት ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 ኤሌክትሮኒክስ ሎት 3 ኣቅሑት ቢሮ ይከዉን
4 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ንሕደሕድ 3000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
5 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ወረዳ ፀገዴ ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ትምህርት ስልጠናን ኮይኑ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
6 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ንዘይምርካቦም ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጋጎልን
7 ተጫራታይ ሰዓራይ እንትኮኑ ድሕሪ ናይ ቅርታ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ነቲ ዝሰዓርዎ ንብረት 10 ሚኢታዊ ከትሕዙ ይግባእ
8 ንብረት ኣብ ዉሽጢ 12 መዓልታት ብናይ ባዕሎም መጋዓዝያ ከቅርቡ ይግባእ
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 92 29 36 96 /09 32 84 54 07
Backs