https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11510
ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ትምህርት ስልጠናን ፀገዴ ካብ ናይ መደበኛ በጀትን ን2012ዓ/ም በጀት ዓመትን ን ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን መለለይ ቁፅሪ ከፋለይ ግብሪ  ዋናን ቅዳሕን  ዘቅርብ

2  ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ወርሓዊ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 07/09/2012ዓ/ም ክሳብ 21/09/2012ዓ/ም ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ትምህርት ስልጠናን ፀገዴ ዘይምለስ ንሕድሕድ ሎት 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል  አዚ ማለት  ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 ኤሌክትሮኒክስ ሎት 3 ኣቅሑት ቢሮ ይከዉን

4 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ንሕደሕድ 3000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ወረዳ ፀገዴ ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ትምህርት ስልጠናን ኮይኑ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 21/09/2012ዓ/ም  ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ንዘይምርካቦም ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጋጎልን

7 ተጫራታይ ሰዓራይ እንትኮኑ ድሕሪ ናይ ቅርታ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ነቲ ዝሰዓርዎ ንብረት 10 ሚኢታዊ ከትሕዙ ይግባእ

8 ንብረት ኣብ ዉሽጢ 12 መዓልታት ብናይ ባዕሎም መጋዓዝያ ከቅርቡ ይግባእ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 92 29 36 96 /09 32 84 54 07