1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግድን መቅረባይነትን
2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ቀረባ ወርሒ ሒሳቡ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤
3 መከበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም፤
4 እቲ ጨረታ 24/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት፡፡
5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347-770419 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡
Backs