ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቤት ፅሕፈቱ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ናዉቲ
  1. ፅሕፈት  መሳርሒ ተዛመድትን  
  2. ዲስክቶፕ  ኮምፒተር  : ላፕቶፕ   ኮምፒተር  : ዲጂታል ካሜራ : ፕሮፊሽናል ቪድዮ ካሜራ : ፕሮጀክተር : ስካነር : ፕሪንተር ፍላት ስክሪን ቴለብዥን : ካልኦት ኤሌክትሮንክስ ን ኤሌትሪካልን
  3. ናይ ቢሮ ፈርኒቸር : መጋራጃን : ናዉቲ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክተወዳደሩ እትደሊዩ ተጫረቲ  ክተማልእዎ ዝግባእ ነጥብታት

1 በዚይ መሰረት ሕድሕድ ዝተጠቀሱ ዓይነት ዘርፍታት ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ: ቫት ተመዝገብ ቲን  (Tin No) ዘለኩም ጨረታ ንክትወዳደሩ ፃዉዒት ይገብር::

2 ክትወዳደሩ እትደሊዩ ነጋዶ ህጋዊ ዝኾነ ናይ ንግዲ ፈቓድ ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ይግባእ::

3 ዝተዳለወ ጨረታ ሰነዱን መምርሒ ጨረታን ዝሓዘ ዝርዝር ብአካል ናብ ኤጀንሲና ብምምፃእ ዘይምለስ ብር 30.00  /ሰላሳ ቅርሺ/ ብምኽፋል ጨረታ ብድምፂ ወያነ ትግራይ መቐለ ካብ ዝተቓለሐሉ ዕለት ካብ 06/ 5/ 2008 ዓ/ም  ክሳብ  ዕለት  21 /5/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 3:25  ቅ/ቀትሪ ምዉሳድ ትኽእሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ናብ ሳፅን ጨረታ ዝአትዩሉ ዕለት ክሳብ 21/5/  2008 ዓ/ም ሰዓት 3:40 ቅ/ቀትሪ ይኾዉን  ::

4  ተጫረቲ  3,000.00  /ሰለስተ  ሽሕ  ቕርሺ /  መኽበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ  /ሲፒኦ / ወይም ጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ ትኽእሉ

5 እዚ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/5/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ዝኽፈተሉ ዕለት 21/ 5/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ጨረታ ኮሚቴ ተጫረቲ ወይ ህጋዊ ወከልቶም ካልኦት ተዓዘብቲ ጨረታ ኣብ ዘለዉሉ ዝኽፈት ይኸዉን::

6 ኤጀንሲና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ  መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 በቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮኑ መቕረብቲ ወይ ድማ ተጫረቲ ዘትሓዝዎ ናይ ጨረታ መኽበሪ ዋጋ   ጨረታ ኣናሊስስ ምስ ተወደአን ሰዓራይ ዉዕሊ ምስአሰረን ይምለሶሎም::

8 እቲ ክዕደግ ዝተደለየ ንብረት ሰዓራይ ጨረታ ዝኾነ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ  ዉሽጢ10/ ዓሰርተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝወፀ  ስፕስፊኬሽን መሰረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት  አብ ናይ ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 20 መፂኡ ከርክብ ዝኽእል

9 ተጫረቲ ንጨረታ መክበሪ ዘትሐዝዎ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከይተሐደሰ አብኡ ከሎ ንዉዕሊ መትሐዚ ክከዉን አይከአልን

ኣድራሻ  

ትግራይ ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ህንፃ ማሕበር ጉዳአት ኩናት ትግራይ 5ይ ደብሪ ይከዉን

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስቁ 0344 -404161 / 0932278704 /0914729563  ተጠቀሙ መቐለ

ጥቃ  ደደቢት  ማይክሮ  ፋይናንስ  ዝርከብ  ማሕበር  ጉድኣት  ኩናት  ትግራይ  ህንፃ  5

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s