1 በዚይ መሰረት ሕድሕድ ዝተጠቀሱ ዓይነት ዘርፍታት ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ: ቫት ተመዝገብ ቲን (Tin No) ዘለኩም ጨረታ ንክትወዳደሩ ፃዉዒት ይገብር::
2 ክትወዳደሩ እትደሊዩ ነጋዶ ህጋዊ ዝኾነ ናይ ንግዲ ፈቓድ ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ይግባእ::
3 ዝተዳለወ ጨረታ ሰነዱን መምርሒ ጨረታን ዝሓዘ ዝርዝር ብአካል ናብ ኤጀንሲና ብምምፃእ ዘይምለስ ብር 30.00 /ሰላሳ ቅርሺ/ ብምኽፋል ጨረታ ብድምፂ ወያነ ትግራይ መቐለ ካብ ዝተቓለሐሉ ዕለት ካብ 06/ 5/ 2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21 /5/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 3:25 ቅ/ቀትሪ ምዉሳድ ትኽእሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ናብ ሳፅን ጨረታ ዝአትዩሉ ዕለት ክሳብ 21/5/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 3:40 ቅ/ቀትሪ ይኾዉን ::
4 ተጫረቲ 3,000.00 /ሰለስተ ሽሕ ቕርሺ / መኽበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ /ሲፒኦ / ወይም ጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ ትኽእሉ
5 እዚ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/5/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ዝኽፈተሉ ዕለት 21/ 5/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ጨረታ ኮሚቴ ተጫረቲ ወይ ህጋዊ ወከልቶም ካልኦት ተዓዘብቲ ጨረታ ኣብ ዘለዉሉ ዝኽፈት ይኸዉን::
6 ኤጀንሲና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
7 በቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮኑ መቕረብቲ ወይ ድማ ተጫረቲ ዘትሓዝዎ ናይ ጨረታ መኽበሪ ዋጋ ጨረታ ኣናሊስስ ምስ ተወደአን ሰዓራይ ዉዕሊ ምስአሰረን ይምለሶሎም::
8 እቲ ክዕደግ ዝተደለየ ንብረት ሰዓራይ ጨረታ ዝኾነ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ10/ ዓሰርተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝወፀ ስፕስፊኬሽን መሰረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት አብ ናይ ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 20 መፂኡ ከርክብ ዝኽእል
9 ተጫረቲ ንጨረታ መክበሪ ዘትሐዝዎ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከይተሐደሰ አብኡ ከሎ ንዉዕሊ መትሐዚ ክከዉን አይከአልን
ኣድራሻ
ትግራይ ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ህንፃ ማሕበር ጉዳአት ኩናት ትግራይ 5ይ ደብሪ ይከዉን
ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስቁ 0344 -404161 / 0932278704 /0914729563 ተጠቀሙ መቐለ
ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ህንፃ 5ይ
ድሕሪት